ናማፕስ ዙሪክ መዝገበ-ዕለት (ኣጀንዳ) ጸብጻብን ምውህሃድ
ብተፈላለየ ቋንቋታት ዝቀርብ መምርሒ ተፈላለዩ ምርኢታት
ማፕስ ዙሪ አብ ዙሪክ ውድብ መዝገበ-ዕለት አብ ከተማ ዙሪ ዝተፈላለዩ ህሱርን ባህላውን ቀረብ ወርሃዊ ጸብጻብ ይህብ። ህሉውን ውድብ ጸብጻባትን በዚእን ቋንቋታት ተርቲሙ የቐርብ፡ ብአልባኒሽ፣ ብዓረ፣ ብቦስኒሽ፣ ሰርብሽ/ክሮአቲሽ፣ ኢንግሊሽ፣ ፍራንዞዚሽ፣ ጥልያን፣ ፐርሲሽ፣ ፖርቱጊዚሽ፣ ሩሲሽ፣ ስፓኒሽ፣ ታሚሊሽ። እዚ ዓውደ-ኣምርሕ ካብ 2015 ጀሚሩ በማንዳፊን፣ ሶማልን ትግሪኛን ይቐርብ ኢዩ።
ጸብጻብ ዝወሰደ ኹሉ ፤ ክመጽዕ ይኽእል አዩ
እዚ ሕታም መጽሔት ቀዳምነት አብ ናብዝ ዓድ ተሰደዱን ካልዕ ቋንቋ ድዛረቡ፤ ብፍላይ ክኣ ነቶም ውሑድ አታው ንዘለዎም ሰባት ኢዩ። ብቋንቋ አድኹም ዝቐርብ ጸብጻብ ንምርዳእ ዘይከብድ፤ ቀጻልነት ዘለዎ ተኻፈልነት መዓረ እድል ይህብ እዩ፤ አብ ከባቢ ህዝባዊ-ርክብ እዝ ክአ ንዘሎ ውለቀሰባዊ ምውሃድ ቀሊል ይገብሮ።
ማፕስ ንኹሉ!
ቅድመ-ጠለብቲ ውልቀሰባትን ትካላት፤ ምስ ናይዝ ኣድ ቋንቋ ዘይዛረባ (ካላእ ቋንቋ ተዛረብቲ) ሰባት (ሕዝቢ) ርክብ ዘለዎም፣ ቀበለ፣ ናይ ቋንቋ ቤት ትምህርቲ፣ ማሕበራዊ ሃገዝትን፣ ማእከላዊ ማህበርራትን፣ ናይ ወጻተኛታት ማሕበር፣ እንዳ ሓኪም ወ.ዘ.ተ. ኢየን።
ወርሃዊ አጀንዳ (መዝገበ-ዕለት) ብኢንተርኔት (ኦንላይን)፣ በመንሹር ወይ ኽኣ ብወረቐት ተሓቲሙ ይወጽዕ ኢዩ። እዚ መንሹር እዚ ብናጻ ወይ ናይሃገዝ ቅድመ-ጠለብ (ክፍሊት) ይርከብ ኢዩ። እዚ ቅድመ-ጠለብ አብ ቁጽሪ 044 415 65 86፣ ብኢሜል ወይ ክአ ተዳለወ ኦርኪክ (ዝምላእ ወረቐት) ክእዘዝን ተዘይደሊኹም ጠጠው ክተብልዎን ትኽእሉ ኢኹም።
ናይ ማፕስ-አዳለውትን
ናይ ማፕስ ፕሮጀክት ጋንታ (ሰራሕተኛታት) ካብ ፕሮጀክት መራሒ፣ ሃደ ሓጋዚን ንሃባራዊ ጥቕሚ ዝተመደበ ቤት ጽሕፈት ካብ 15-16 ዝኮኑ ወለንታዊ አተርጎምትን ካብ 5-7 ዝኾኑ ናይ ማፕስ መንሹር ንቅድመ-ጠለብቲ ዘብጽሁ አከፋፈልትን ተላእኽትን ተዋጸእ ኢዩ።
ካብ ሕዝባዊ ትካላት ናይ ምውሃድ ሓገዝ ምጥላብ
ናይ ማፕሰ ዙሪ ቀዳማይ ክፍሊ አጀንዳ (መዘዝበ-ዕለት) አብ ሓጋይ 2001 ወጸ። ካብ 2006 ጀሚሩ አኦዜድ ነዚ ካብ ከተማ ዙሪክ ሀላፍነት ብምውሳድ የሕትም አሎ። ናይዚ ፕሮጀክት (ወጠን) ጋንታን (ሰራህተኛታትን)፤ ነዚ ናይ ምውሃድን ፕሮጀክት (ውጥን) ብፈቓደኝነት ሃገዝ ይህባ ኢየን። ርኸቡና።